18
Sun, May
0 New Articles

'ሃለዋት በተክርስትያን'

News
Typography

ኣብ ፍራንክፈርት ጀርመን ኣብ ወርሒ ጁላይ ካብ 16 ክሳብ 19 'ሃለዋት ማሕበር ኣምላኽ' ብዚብል ኣርእስቲ ምስ ካልእ ኣገዳሲ ትምህርትን ናይ ሕቶን መልስን ናይ ሓድሕድ ምዝርራብን ናይ ጸሎትን ናይ ሕብረት ጊዜ ስለ ዝህልወና፥ ኣብ'ዚ መኣዲ እዚ ተኻፈልቲ ክትኮኑ እትደልዩ፥ ኣብ ዝሓጸረ እዋን ኩሉ ኣገደስቲ ሓቤሬታ ከንቅርበልኩም ኢና።

ኣብቲ 'ሃለዋት ማሕበር ኣምላኽ' ዚብል ኣራእስቲ      

1. ማሕበር ኣምላኽ = ዘለኣለማዊት ምኽሪ ኣምላኽ ምኻና   

2. ምንጽጻር ማሕበር ኣምላኽን ምምሕዳራን = ሕጅን ኣብ ዘመን ሃዋርያትን

3. ማሕበር ኣምላኽ ዘጥፍኣቶም መንፈሳዊ ኡንቅታት

4. ናብቲ መንፈሳዊ ንቡር ንምምላስ ከም ማሕበር ኣምላኽ እንታይ ክንገብር ይግብኣና ዚብል የጠቓልል

  • 1. ኣቐዲምካ ምድላው ንኹሉ ጽቡቕ እዩ፡፡ ስለዚ ካብ ሕጂ ኣትሒዝና ንነፍሲ ወከፍ ናብዚ  ኰንፈረንስ ንዕድም፡፡
  • 2. ንመደቀሲ ዝኸውን ኣቐዲምና ከነዳሉ እቶም ዋናታት ክንደይ ብዝሒ ምዃና ስለ ዝሐተቱና  ነዚ  ንምፍላጥ ካብ ሕጂ ኣትሒዝኩም ተመዝገቡ፡፡ ናይ መጨረሻ ምዝገባ 10. 06.2010  እዩ፡፡
  • 4.     ምግቢ፡  ብህድኣት ክንምሃር ምምጋብና ኣብ ዉሽጢ እቲ ንሓድረሉ ክኸዉን እዩ።
  • 5.      መደቀሲ፡ 4 ወይ 6 ዓራት ኣብ ሐንቲ ክፍሊ ኣሎ፡፡ መሕጸቢ ኣካላትን፡ ሽንቲቤትን ኣብ ነፍሲ ወከፍ ደብሪ ኣለኩም፡፡
  • 6. ትኸፍልዎ ገንዘብ  ንምግብን መደቀስን፡ 125 Euro ንነፍሲወከፍና ክኸዉን እይ ።

መደብ ኣገልግሎት

16. 07. 2010  

        • ካብ ሰዓት 13.00 14.30 ምቅባል ኣጋይሽ
        • ካብ ሰዓት 14.30 18.00 መእተዊ ትምህርቲሃለዋት ማሕበር ኣምላኽ"
        • ካብ ሰዓት 19.00  21.00 መደብ ትምህርቲ

17. 07. 2010     

        • ካብ ሰዓት 07.00 08.00 ጸሎት ሕብረት
        • ካብ ሰዓት 08.30 09.00 ቁርሲ ብሕብረት
        • ካብ ሰዓት 09.30 12.40 መደብ ትምህርቲ
        • ካብ ሰዓት 12.40 14.30 ምሳሕ ብሕብረት
        • ካብ ሰዓት 14.30 18.00 መደብ ትምህርቲ
        • ካብ ሰዓት 18.00 19.00 ድራር ሕብረት
        • ካብ ሰዓት 19.00 21.00 መደብ ትምህርቲ
     
18.07. 2010     

        • ካብ ሰዓት 07.00 08.00 ጸሎት ሕብረት
        • ካብ ሰዓት 08.30 09.00 ቁርሲ ብሕብረት
        • ካብ ሰዓት 09.30 12.40 መደብ ትምህርቲ
        • ካብ ሰዓት 12.40 14.30 ምሳሕ ብሕብረት
        • ካብ ሰዓት 14.30 18.00 መደብ ትምህርቲ
        • ካብ ሰዓት 18.00 19.00 ድራር ሕብረት
        • ካብ ሰዓት 19.00 21.00 መደብ ትምህርቲ
     
19.07. 2010    

        • ካብ ሰዓት 07.00 08.00 ጸሎት ሕብረት
      • ካብ ሰዓት 08.30 09.00 ቁርሲ ብሕብረት
      • ካብ ሰዓት 09.30 12.40 መደብ ትምህርቲ
      • ካብ ሰዓት 12.40 14.30 ምሳሕ ብሕብረት
      • ካብ ሰዓት 14.30 16.00 ምፍናዉ ቁዱሳን

ተኻፈልቲ ክትኮኑ እትደልዩ፥ ኣድራሻ ሆተልን ናይ ምዝገባ ዋጋን ሓበሬታ ክትረኽቡ ኣብዘን ስልኪ ቁጽሪ ደውሉ፥

ስዊዘርላድ  . 0041765068852    . 0041763803771   ደዊልኩም ሓበሬታ ርኸቡ፥

ሽወደን       ሀ. 0046762318469  ደዊልኩም ሓበሬታ ርኸቡ፥

ጀርመን   . 004917653350504  . 00496924147401 ደዊልኩም ሓበሬታ ርኸቡ፥

Email      eggmteam@yahoo.com

ቦታ

Jugendherberge Frankfurt

Haus der Jugend Frankfurt
Deutschherrnufer 12
60594 Frankfurt/M.

ብናይ መንግስቲ ኣምላኽ ጉዳይ ተገደሱ፥

ሓውኹም፥  ኣገልጋሊ ብጹእ ኣምላኽ

{gallery}con/franhalewat/{/gallery}

Email      This email address is being protected from spambots. You need JavaScript enabled to view it.

ቦታ

Jugendherberge Frankfurt

Haus der Jugend Frankfurt
Deutschherrnufer 12
60594 Frankfurt/M.

ብናይ መንግስቲ ኣምላኽ ጉዳይ ተገደሱ፥

ሓውኹም፥  ኣገልጋሊ ብጹእ ኣምላኽ

{gallery}con/franhalewat/{/gallery}